ኢዮብ 2:9-10
ኢዮብ 2:9-10 ትመ15
ሽዑ ሰበይቱ “ገናዶ ኸም ቀደምካ ፍፁም ኴንካ ትነብር ኣለኻ? ንእግዚኣብሄር ፅረፍሞ ሙት” በለቶ። ንሱ ግና “ንስኺ ኸም ኣዘራርባ ሰነፍ ሰበይቲ ትዛረቢ ኣለኺ። ካብ እግዚኣብሄር ሰናይ ነገር ካብ ተቐበልና፥ ነቲ መከራኸ ኽንቅበልዶ ኣይግብአናን እዩ?” በላ። ኢዮብ በዝ ዅሉ እዙይ፥ ኣብ ልዕሊ እግዚኣብሄር ብኸንፈሩ ኣይበደለን።