ኤርሚያስ 20:8-9
ኤርሚያስ 20:8-9 ትመ15
ብዝተዛረብኩ ቝፅሪ አእዊ ኣለኹ፤ “ዓመፅን ጥፍኣትን” እናበልኩ አእዊ ኣለኹ፤ ቃል እግዚኣብሄር ምሉእ መዓልቲ፥ ንፀርፍን ንነቐፌታን ኮነኒ። “ደጊም ስም እግዚኣብሄር ኣየልዕልን፤ ብስሙውን ኣይናገርን፥” እንተ በልኩ እኳ፥ ቃሉ ኣብ ልበይ ከም ሓዊ፥ ኣብ ውሽጢ ኣዕፅምተይውን ከም ረመፅ ኮነኒ፤ ክፅመም ተቓለስኩ ግና ኣይኮነለይን።