YouVersion Logo
Search Icon

ዘፍጥረት 39:7-9

ዘፍጥረት 39:7-9 ትመ15

ድሕሪ ቑሩብ ጊዜ ኸዓ፥ ሰበይቲ ጐይታኡ ንዮሴፍ ዓይና ኣውደቐትሉ እሞ፥ “ምሳይ ደቅስ” በለቶ። ንሱ ድማ፥ ንሰበይቲ ጐይታኡ “እንሆ፥ ጐይታይ ኣብ ገዛኡ ምሳይ እንታይ ከም ዘሎ ኣይፈልጥን፥ ዘለዎ ዅሉ ድማ ኣብ ኢደይ ሂቡኒ እዩ። ኣብዛ ገዛ እዚኣ ኻባይ ዝስልጥን የለን፤ ሰበይቱ ኢኺ እሞ፥ ብዘይ ንኣኺ ኻልእ ዝኸልከለኒ ነገር የለን። ከመይ ኢለ ድኣ እዝ ዓብዪ ኽፍኣት ክገብር? ከመይ ኢለኸ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሓጢኣት ክገብር?” ኢሉ ኣበያ።

Free Reading Plans and Devotionals related to ዘፍጥረት 39:7-9