ዘፍጥረት 39:11-12
ዘፍጥረት 39:11-12 ትመ15
ኮነ ድማ፥ ሓደ መዓልቲ ስራሑ ኽሰርሕ ናብ ገዛ ኣተወ፤ ሽዑ ኣብታ ገዛ ካብ ቤተ ሰብ ሓደ እኳ ኣይነበረን። ሽዑ ብኽዳኑ ኣጥቢቓ ሒዛ “ምሳይ ደቅስ” በለቶ። ንሱ ግና ኽዳኑ ኣብ ኢዳ ሓዲጉላ፥ ሃዲሙ ናብ ደገ ወፀ።