ሕዝቅኤል 14:4-5
ሕዝቅኤል 14:4-5 ትመ15
ስለዙይ ተዛረቦም ጐይታ እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል፦ “ሓደ እኳ ኻብ ቤት እስራኤል ጣዖታቱ ኣብ ልቡ ዘሕድር፥ ነቲ ናይ በደሉ መቕሰፍቲ ኸዓ ኣብ ቅድሚ ገፁ ዘቕውም፥ ናብ ነቢይውን እንትመፅእ፥ ኵላቶም ብሰንኪ ጣዖታቶም ካባይ ዘምቢሎም እዮም እሞ፥ ንቤት እስራኤል ብልቦም ምእንቲ ኽሕዞምስ፥ ኣነ እግዚኣብሄር ከም መጠን ብዝሒ ጣዖታቱ ኽመልሰሉ እየ፤ ኢልካ ንገሮም።”





