YouVersion Logo
Search Icon

ኣስቴር 1:1-2

ኣስቴር 1:1-2 ትመ15

ኣርጤክስስ ንጉስ ፋርስ ኣብታ ኣብ ሱሳ ዘላ ቤተ መንግስቱ ኣብ ዙፋን ተቐሚጡ ነተን ካብ ህንዲ ኽሳዕ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሚእትን ዕስራን ሸውዓተን ሃገራት ይገዝእ ነበረ።

Related Videos

Free Reading Plans and Devotionals related to ኣስቴር 1:1-2