YouVersion Logo
Search Icon

2ይ ቆሮንቶስ 12:6-7

2ይ ቆሮንቶስ 12:6-7 ትመ15

ክምካሕ እንተ ዝደልስ፥ ሓቂ ስለ ዝዛረብ ከም ዓሻ ኣይምተቘፀርኩን። ኣነ ግና፥ ሕዚ ሓደኳ ብዛዕባይ፥ ልዕሊ እቲ ኣባይ ዝሪኦን፥ ካባይ ዝሰምዖን ምእንቲ ኸይግምተኒ፥ ሸለል ኢለ እሓድጎ ኣለኹ። ብምኽንያት እቲ ብዙሕ ዝተገልፀለይ፥ እምብዛ ምእንቲ ኸይዕበ ኸዓ፥ ስጋይ ዝወግእ፥ ናይ ሰይጣን ልኡኽ ተውሃበኒ።