1
ዳዊት 44:8
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ዅሉ መዓልቲ ብእግዚኣብሄር ንኸብር፤ ንስምካውን ንዘለኣለም ነመስግን።
Compare
Explore ዳዊት 44:8
2
ዳዊት 44:6-7
ብቐስተይ ዝእመን ኣይኮንኩንሞ፤ ሰይፈይውን ኣየድሕነንን እዩሞ። ንስኻ ግና ኻብ ፀላእትና ኣድሓንካና፤ ነቶም ዝፀልኡናውን ኣሕፈርካዮም።
Explore ዳዊት 44:6-7
3
ዳዊት 44:26
ኦ ጐይታ ተስእሞ ርድአና፤ ስለ ስምካ ተቤዘወና።
Explore ዳዊት 44:26
Home
Bible
Plans
Videos