1
ዳዊት 42:11
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኦ ነፍሰይ ንምንታይ ትሓዝኒ? ንምንታይከ ትህውኽኒ? ንመድሓኒ ገፀይ ንኣምላኸይ ከመስግኖ፥ ብእግዚኣብሄር ተኣመኒ።
Compare
Explore ዳዊት 42:11
2
ዳዊት 42:1-2
ዋልያ ናብ ዓይኒ ማያት ከም ዝናፍቕ፥ ኦ ጐይታ ኸምኡ ነፍሰይ ናባኻ ትናፍቕ ኣላ። ነፍሰይ፥ ናብ ህያው ኣምላኽ ትናፍቕ፤ መኣዝ ክበፅሕ እየ? ገፅ ኣምላኸይከ መኣዝ እየ ዝርኢ?
Explore ዳዊት 42:1-2
3
ዳዊት 42:5
ኦ ነፍሰይ ንምንታይ ትሓዝኒ? ንምንታይከ ትህውኽኒ? ንመድሓኒ ገፀይ ንኣምላኸይ ከመስግኖ ብእግዚኣብሄር ተኣመኒ።
Explore ዳዊት 42:5
4
ዳዊት 42:3
ኵልሻዕ ኣምላኽካ ኣበይ እዩ? እንትብሉኒ፥ ንብዓተይ መዓልትን ለይትን ቀለብ ኮነኒ።
Explore ዳዊት 42:3
5
ዳዊት 42:6
ኦ ኣምላኸይ፥ ነፍሰይ ኣብ ውሽጠይ ተሃወኸት፤ ስለዙይ ከዓ ኣብ ምድሪ ዮርዳኖስ፥ ኣብ እምባ ኣርሞንኤም፥ ኣብቲ ንእሽተይ እምባ እዝክረካ ኣለኹ።
Explore ዳዊት 42:6
Home
Bible
Plans
Videos