1
ዳዊት 40:1-2
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ተዓጊሰ ንእግዚኣብሄር ደገ ፀናዕኽዎ፤ ንሱውን ናባይ ምልስ ኢሉ ኣውያተይ ሰምዐ። ካብ ጕድጓድ ጥፍኣት፥ ካብቲ ረግረግ ፀብሪ ድማ ኣውፅአኒ፤ ነእጋረይ ኣብ ኰዅሒ ኣቝሙ ንስጕምተይ ኣፅንዖ።
Compare
Explore ዳዊት 40:1-2
2
ዳዊት 40:3
ሓድሽ መዝሙር ምስጋና ንኣምላኽና ናብ ኣፈይ ወሰኸ፤ ብዙሓት ክሪኡ፥ ክፈርሑውን እዮም፤ ብእግዚኣብሄርውን ክእመኑ እዮም።
Explore ዳዊት 40:3
3
ዳዊት 40:4
እቲ ንእግዚኣብሄር ዝእመን፥ ናብ ትዕቢተኛን ናብ ሓሳዊን ዘይጠመተ ሰብ ብፁእ እዩ።
Explore ዳዊት 40:4
4
ዳዊት 40:8
ኦ ኣምላኸይ፥ ፍቓድካ ንምግባር ፈተኹ፤ ሕግኻውን ኣብ ውሽጢ ልበይ እዩ።
Explore ዳዊት 40:8
5
ዳዊት 40:11
ኦ ጐይታ፥ ንስኻ ምሕረትካ ኻባይ ኣይተርሕቕ፤ ምሕረትካን ሓቅኻን ኵልሻዕ ይሓልዋኒ።
Explore ዳዊት 40:11
Home
Bible
Plans
Videos