1
ዳዊት 37:4
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብእግዚኣብሄር ደስ ይበልካ፤ ልብኻ ዝደልዮውን ንሱ ኽህበካ እዩ።
Compare
Explore ዳዊት 37:4
2
ዳዊት 37:5
መንገድኻ ንእግዚኣብሄር ሓደራ ሃብ፤ ብእኡውን ተኣመን፤ ንሱ ድማ ኽገብረልካ እዩ።
Explore ዳዊት 37:5
3
ዳዊት 37:7
ንእግዚኣብሄር ተገዛእ፤ ንእኡውን ተስፋ ግበር፤ መንገዱ ብዝቐንዐሉ፥ ክፍኣትውን ብዝኣልም ሰብ ኣይትቕናእ።
Explore ዳዊት 37:7
4
ዳዊት 37:3
ብእግዚኣብሄር ተኣመን፤ ሰናይ ድማ ግበር፤ ኣብ ምድሪ ተቐመጥ፤ ተኣሚንካውን ውፈር።
Explore ዳዊት 37:3
5
ዳዊት 37:23-24
ኣካይዳ ሰብ ብእግዚኣብሄር ይፀንዕ፤ ንመንገዱውን ይፈቱ። እንተ ተዓንቀፈውን ኣይድንግፅን፤ እግዚኣብሄር ኢዱ ሒዙ ይድግፎ እዩ እሞ።
Explore ዳዊት 37:23-24
6
ዳዊት 37:6
ንፅድቅኻ ኸም ብርሃን፥ ንፍርድኻውን ከም ቀትሪ ኸምፅአልካ እዩ።
Explore ዳዊት 37:6
7
ዳዊት 37:8
ካብ ቍጥዓ ረሓቕ፤ መዓትውን ሕደግ፤ ከይትብድል ኣይትቕናእ።
Explore ዳዊት 37:8
8
ዳዊት 37:25
ጐበዝኩ፤ ኣረግኩውን፤ ፃድቅ እንትድርበ፥ ዘርኡውን እንጀራ እንትልምን ኣይረአኹን።
Explore ዳዊት 37:25
9
ዳዊት 37:1
በቶም ገበርቲ ኽፉእ ኣይትቕናእ፤ በቶም ዓመፅትውን ኣይትቕናእ።
Explore ዳዊት 37:1
Home
Bible
Plans
Videos