1
ዳዊት 10:17-18
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እግዚኣብሄር፥ ትምኒት ነዳያን ሰምዐ፤ እዝኑውን ሓሳብ ልቦም ሰምዐት። ፍርዱ ንድኻን ንደኽታምን እዩ፤ ደጊም ሰባት ኣብ ምድሪ ኣፎም ልዕል ልዕል ምባል ከይደግሙ።
Compare
Explore ዳዊት 10:17-18
2
ዳዊት 10:14
ረአኻዮ፤ ንስኻ ክፍኣትን ቍጥዓን ትርኢ ኢኻሞ፥ ብኢድካ ዋጋ ንምኽፋልውን ትምልከት፤ ረዳኢ ደኽታም ኢኻሞ፥ ምስኪን፥ ንባዕሉ ኣባኻ የማዕቝብ።
Explore ዳዊት 10:14
3
ዳዊት 10:1
ኦ ጐይታ፥ ንምንታይ ርሒቕካ ቆምካ? ብጊዜ መከራኸ ስለ ምንታይ እትኽወል?
Explore ዳዊት 10:1
4
ዳዊት 10:12
ኦ ኣምላኸይ፥ ተስእ፤ ኢድካውን ልዕል ልዕል ትበል፤ ንነዳያንውን ኣይትረስዓዮም።
Explore ዳዊት 10:12
Home
Bible
Plans
Videos