1
ኢዮብ 28:28
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ንሰብ ድማ ኸምዙይ በሎ፦ ንእግዚኣብሄር ምፍራሕ ጥበብ እዩ፤ ካብ ሓጢኣት ምርሓቕ ከዓ ምስትውዓል እዩ።”
Compare
Explore ኢዮብ 28:28
2
ኢዮብ 28:12-13
“ግና ጥበብ ኣበይ እያ እትርከብ? ምስትውዓልከ ኣበይ እዩ ቦታኣ? መንገዳ ዝፈልጥ ሰብ የለን፤ ኣብ ምድሪ ህያዋን እኳ ኣይትርከብን እያ።
Explore ኢዮብ 28:12-13
3
ኢዮብ 28:20-21
“አረ ጥበብ ካበይ እያ እትመፅእ? ቦታ ምስትውዓልከ ኣበይ ኣሎ? ካብ ዓይኒ ዅሎም ህያዋን ሕብእቲ እያ፤ ካብ ኣዕዋፍ ሰማይውን ክውልቲ እያ።
Explore ኢዮብ 28:20-21
Home
Bible
Plans
Videos