1
ኤርሚያስ 42:6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ተኣዚዝና ሰናይ ምእንቲ ክኾነልና፥ ይፀብቕ ወይ ይኽፋእ፥ ነቲ ናብኡ እንልእኸካ ዘለና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኽንእዘዞ ኢና” በልዎ።
Compare
Explore ኤርሚያስ 42:6
2
ኤርሚያስ 42:11-12
ኣነ ኸድሕነኩም ካብ ኢዱውን ከናግፈኩም ምሳኻትኩም እየ እሞ፥ ንንጉስ ባቢሎን ኣይትፍርሕዎ፤ እወ፥ ኣይትፍርሕዎ፥ ይብል እግዚኣብሄር። ኣነ ኽምሕረኩም እየ፤ ናቡከደነፆር ከዓ ኸም ዝምሕረኩምን፥ ናብ ሃገርኩም ከም ዝመልሰኩምን ክገብር እየ።’
Explore ኤርሚያስ 42:11-12
3
ኤርሚያስ 42:3
እንኸደላ መንገድን እንገብሮ ግብርን ከርእየና፥ ስለ እዞም ተረፍ፥ ናብ ኣምላኽካ ናብ እግዚኣብሄር ፀልየልና” በልዎ።
Explore ኤርሚያስ 42:3
Home
Bible
Plans
Videos