1
ኤርሚያስ 4:1-2
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ኦ እስራኤል፥ እንተ ተመለስካ ናባይ ደኣ ተመለስ። ንርኽሰትካ ኻብ ቅድመይ እንተ ኣወጊድካ፥ ሽዑ ‘እግዚኣብሄር ህያው እዩ’ ኢልካ ብሓቅን ብቕንዕናን ብፅድቅን እንተ መሓልካ፥ ኣህዛብ ከዓ ብእኡ ኽባረኹን ብእኡ ድማ ኽምክሑን እዮም” ይብል እግዚኣብሄር።
Compare
Explore ኤርሚያስ 4:1-2
2
ኤርሚያስ 4:22
“ህዝበይ ዓያሹ እዮም እሞ ንኣይ ኣይፈልጡንን፤ ድንዙዛት ደቂ እዮም፤ ምስትውዓልውን የብሎምን። ክፉእ ንምግባር ጥበበኛታት እዮም፤ ሰናይ ምግባር ግና ኣይፈልጡን እዮም።”
Explore ኤርሚያስ 4:22
3
ኤርሚያስ 4:18
ኦ ይሁዳ፥ ነዙይ ኣብ ልዕሌኺ ኸም ዝወርድ ዝገበረ፥ ኣካይዳኽን ግብርኽን እዩ፤ እዙይ መሪር እዩሞ፥ ናብ ልብኺ ይበፅሕ።
Explore ኤርሚያስ 4:18
Home
Bible
Plans
Videos