1
ኢሳይያስ 45:3
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኣነ ብስምካ ዝፀዋዕኹኻ፥ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ምዃነይ፥ ምእንቲ ኽትፈልጥስ፥ ኣብ ፀልማት ዘሎ መዝገብን፥ ኣብ ስውር ዝተሓብአ ሃብትን ክህበካ እየ።
Compare
Explore ኢሳይያስ 45:3
2
ኢሳይያስ 45:2
“ኣነ ቐቅድሜኻ ክኸይድ፥ ንእምባታት ከተኻኽሎ፥ ንማዓፁ ነሃስ ክሰባብሮ እየ፤ ንመሸጐር ሓፂን ድማ ኽቘራርፆ እየ።
Explore ኢሳይያስ 45:2
3
ኢሳይያስ 45:5-6
“ኣነ እግዚኣብሄር እየ፤ ብዘይ ዘኣይ ካልእ የለን። ንስኻ እንተ ዘይፈለጥካኒ እኳ፥ ሓይሊ ኣዕጠቕኩኻ። እዙይ ካብ ምብራቕ ፀሓይ ክሳዕ ምዕራባ፥ ኣነ ኣምላኽ ከም ዝኾንኩ፥ ብዘይ ዘኣይ ከዓ ኻልእ ኣምላኽ ከም ዘየለ፥ ምእንቲ ኽፈልጡ ኢለ እየ።
Explore ኢሳይያስ 45:5-6
4
ኢሳይያስ 45:7
ብርሃን ፈጠርኩ፤ ፀልማትውን ፈጠርኩ፤ ምሕረት እገብር፤ መዓት ድማ አምፅእ፤ እዝ ዅሉ ዝገበርኩ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።
Explore ኢሳይያስ 45:7
5
ኢሳይያስ 45:22
“ኣምላኽ ኣነ እየ፤ ካልእ የለን እሞ፥ ኣቱም ኣብ ኵሉ ወሰናት ምድሪ ዘለኹም ህዝቢ፥ ናባይ ተመለሱ እሞ ደሓኑ።
Explore ኢሳይያስ 45:22
6
ኢሳይያስ 45:1
እግዚኣብሄር ንዝቐባእኹዎ፥ ህዝብታት ኣብ ቅድሚኡ ኸግዝአሉ፥ ሕቘ ነገስታት ከፍትሕ፥ ደገታቱ ኸይዕፀዉ፥ መዓፁኡ ኣብ ቅድሚኡ ንኽኸፍት፥ የማነይቲ ኢዱ ንዝሓዝኩዎ ብዛዕባ ቂሮስ እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦
Explore ኢሳይያስ 45:1
7
ኢሳይያስ 45:23
ቃል ፅድቂ ኻብ ኣፈይ ወፂኡ ኣሎ፤ ኣይምለስንውን እዩ፤ ‘ኵሉ ብርኪ ኽምብርከኸለይ፥ ኵሉ ልሳን ከዓ ብኣይ ክምሕል እዩ’ ኢለ፥ ብርእሰይ እምሕል ኣለኹ።”
Explore ኢሳይያስ 45:23
8
ኢሳይያስ 45:4
ስለ ባርያይ ያእቆብ፥ ስለ እቲ ዝመረፅክዎ እስራኤል ኢለ፥ ብስምካ ፀዋዕኩኻ፤ ብቕብጥሮት ስምካ ፀዋዕኩኻ፤ ንስኻ ግና ኣይፈለጥካንን።”
Explore ኢሳይያስ 45:4
Home
Bible
Plans
Videos