1
እዝራ 2:1
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ናቡከድነፆር ንጉስ ባቢሎን ናብ ባቢሎን ማሪኽዎም ካብ ዝነበሩሞ፥ ካብ ምርኮ ደይቦም ናብ ኢየሩሳሌምን ናብ ይሁዳን፥ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኣቶም ዝተመለሱ ደቂ ሃገር እዚኣቶም እዮም።
Compare
Explore እዝራ 2:1
2
እዝራ 2:68-69
ገሊኣቶም ኻብቶም ዋናታት ማይ ቤት ኣቦታት ከዓ ናብታ ኣብ ኢየሩሳሌም ዘላ ቤት እግዚኣብሄር ምስ መፁ፥ ነታ ቤት እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ እታ ቦታኣ ኽሰርሕዋ ብፍቓዶም ገንዘብ ሃቡ። ንመዝገብ እቲ ስራሕ ዝኸውን ከከም ዓቕሞም ስሳን ሓደን ሽሕ ዳሪክ ወርቂ፥ ሓሙሽተ ሽሕ ምናን ብሩር፥ ልብሲ ኻህናት ድማ ሚእቲ ሃቡ።
Explore እዝራ 2:68-69
Home
Bible
Plans
Videos