1
ሕዝቅኤል 38:23
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
በዝ ኸምዙይ ኣነ ግርማውን ቅዱስን ምዃነይ ክገሃድ፥ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ ብዙሓት ኣህዛብ ከዓ ባዕለይ ክፍለጥ እየ፤ ንሳቶምውን ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ክፈልጡ እዮም።”
Compare
Explore ሕዝቅኤል 38:23
2
ሕዝቅኤል 38:2-3
“ኣታ ወዲ ሰብ፥ ገፅካ ናብ ጎግ ኣብ ምድሪ ማጎግ፥ እቲ ሓለቓ ሞሳሕን ቶቤልን መልስ እሞ ኣንፃሩ ተነበየሉ፤ በልውን፤ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ ኣታ ጎግ ሓለቓ ሞሳሕን ቶቤልን ኣብ ክሳድካ ኣለኹ።
Explore ሕዝቅኤል 38:2-3
3
ሕዝቅኤል 38:16
ነታ ምድሪ ኸም ደመና ምእንቲ ኽትከድና፥ ናብ ህዝበይ እስራኤል ክትድይብ ኢኻ። ኣታ ጎግ ኣብተን ዳሕረዎት መዓልቲታት ክኸውን እዩ፤ እቶም ኣህዛብ ከዓ፥ ኣነ ኣብ ቅድሚ ዓይኖም ኣባኻ ምስ ተቐደስኩ ክፈልጡንስ፥ ናብ ምድረይ ከደይበካ እየ።”
Explore ሕዝቅኤል 38:16
Home
Bible
Plans
Videos