1
ሕዝቅኤል 36:26
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሓድሽ ልቢ ድማ ኽህበኩም፥ ሓድሽ መንፈስ ከዓ ኸሕድረልኩም፥ ናይ እምኒ ልቢ ኻብ ስጋኹም ከውፅእ፥ ናይ ስጋ ልቢውን ክህበኩም እየ።
Compare
Explore ሕዝቅኤል 36:26
2
ሕዝቅኤል 36:27
ንመንፈሰይ ኣብ ውሽጥኹም ከሕድሮ፥ ብትእዛዘይ ከመላልሰኩም፥ ፍርደይ ከሐልወኩምን ከግብረኩምን እየ።
Explore ሕዝቅኤል 36:27
3
ሕዝቅኤል 36:25
ፅሩይ ማይ ክነፅገልኩም እየ እሞ፥ ክትፀርዩ ኢኹም። ካብ ኵሉ ርኽሰትኩምን፥ ካብ ኵሎም ጣዖታትኩምን ከፅርየኩም እየ።
Explore ሕዝቅኤል 36:25
4
ሕዝቅኤል 36:28
ኣብታ ነቦታትኩም ዝሃብክዋ ሃገር ክትነብሩ፥ ህዝቢ ኸዓ ኽትኮኑኒ ኢኹም፤ ኣነውን ኣምላኽ ክኾነኩም እየ።
Explore ሕዝቅኤል 36:28
Home
Bible
Plans
Videos