1
ኣስቴር 10:3
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
መርዶክዮስ እቲ ኣይሁዳዊ ንንጉስ ኣርጤክስስ ብመዓርግ ካልኣይ ነበረ። ኣብ ኣይሁድ ክቡር፥ በቶም ብዙሓት ኣሕዋቱ ኸዓ ፍትዊ ነበረ። ህዝቡ ፅቡቕ ክረኽቡ፥ ኵሎም ዘርኡ ድማ ብደሓን ክነብሩ ይፅዕረሎም ነበረ።
Compare
Explore ኣስቴር 10:3
2
ኣስቴር 10:2
ናይ ሓይሉን ናይ ጅግንነቱን ኵሉ ግብሩን፥ ምሉእ ታሪክ ናይቲ ንጉስን፥ ንመርዶክዮስ ከመይ ገይሩ ልዕል ከም ዘበሎን፥ ኣብ መፅሓፍ ታሪክ ነገስታት ሜዶንን ፋርስን ዝተፅሓፈዶ ኣይኮነን?
Explore ኣስቴር 10:2
Home
Bible
Plans
Videos