1
2ይ ሳሙኤል 22:3
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እግዚኣብሄር ሓላዊየይ እዩ፤ ብእኡውን እእመን ኣለኹ። ዋልታይን ቀርኒ ረድኤተይን፥ መፀግዒየይን መሕብኢየይን እዩ። ኦ መድሓኒየይ! ካብ ተግባር ግፍዒ ተድሕነኒ ኢኻ።
Compare
Explore 2ይ ሳሙኤል 22:3
2
2ይ ሳሙኤል 22:31
መንገዲ ኣምላኽይ ፍፁም እዩ፤ ቃል እግዚኣብሄር ተፈቲኑ ዝፀረየ እዩ፤ ንሱ ነቶም ኣብኡ ዝዕቈቡ ዅሎም፥ ዋልታኦም እዩ።
Explore 2ይ ሳሙኤል 22:31
3
2ይ ሳሙኤል 22:2
ከምዙይ ከዓ በለ፦ “እግዚኣብሄር ከውሐይን እምባይን መድሓኒየይን እዩ።
Explore 2ይ ሳሙኤል 22:2
4
2ይ ሳሙኤል 22:33
ሓይሊ ዘዕጥቐኒ እግዚኣብሄር እዩ፤ ንመንገደይውን የቕንዖ።
Explore 2ይ ሳሙኤል 22:33
5
2ይ ሳሙኤል 22:29
ኦ ጐይታ፥ ንስኻ መብራህተይ ኢኻ፤ እግዚኣብሄር ንፀልማተይ የብርሆ።
Explore 2ይ ሳሙኤል 22:29
Home
Bible
Plans
Videos