1
1ይ ሳሙኤል 8:7
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እግዚኣብሄር ድማ ንሳሙኤል ከምዙይ በሎ፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊኣቶም ከይነግስ፥ ንኣይ እዮም ዝነዓቑ እምበር፥ ንኣኻ ኣይኮኑን ዝነዓቑ እሞ፥ ኵሉ እዞም ህዝቢ ዝበሉኻ ቓሎም ስማዕ።
Compare
Explore 1ይ ሳሙኤል 8:7
2
1ይ ሳሙኤል 8:8
ኣነ ንኣኣቶም ካብ ግብፂ ኻብ ዘውፃእኹዎም መዓልቲ ጀሚሮም፥ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ፥ ንኣይ ሓዲጎም ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኸም ዘምለኹ፥ ንኣኻውን ከምኡ ይገብሩ ኣለዉ።
Explore 1ይ ሳሙኤል 8:8
3
1ይ ሳሙኤል 8:5-6
“እንሆ፥ ንስኻ ኣሪግካ ኢኻ፤ ደቅኻ ኸዓ ብመንገድኻ ኣይከዱን። እምበኣር ሕዚ ኸም ኵሎም ኣህዛብ ዝፈርደልና ንጉስ አንግሰልና” በልዎ። “ዝፈርደልና ንጉስ ሃበና” ምስ በሉ ግና፥ እዝ ነገር እዙይ ንሳሙኤል ኣሕዘኖሞ ናብ እግዚኣብሄር ፀለየ።
Explore 1ይ ሳሙኤል 8:5-6
4
1ይ ሳሙኤል 8:19
እቶም ህዝቢ ግና ንቓል ሳሙኤል ምስማዕ ኣበይዎ። “ኣይፋሉን፥ ንጉስ ደኣ ኣብ ልዕሌና ይሃልወና።
Explore 1ይ ሳሙኤል 8:19
Home
Bible
Plans
Videos