1
1ይ ሳሙኤል 28:5-6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሳኦል ድማ ነቲ ሰራዊት ፍልስጥኤማውያን ምስ ረአየ ፈርሐ፤ ልቡውን የመና ተሸበረ። ንእግዚኣብሄር ድማ ጠየቐ፤ እግዚኣብሄር ግና ብሕልምታት ኮነ፥ ብኡሪም ኮነ፥ ብነቢያት፥ ኣይመለሰሉን።
Compare
Explore 1ይ ሳሙኤል 28:5-6
2
1ይ ሳሙኤል 28:7-8
ሽዑ ሳኦል ንሹመኛታቱ “ናብኣ ኸይደ ኽጥይቕስ፥ መናፍስቲ እትፅውዕ ጠንቋሊት ሰበይቲ ድለዩለይ” በሎም። እቶም ሹመኛታቱ ኸዓ “ምስ ምዉታት እተራኽብ ጠንቋሊት ሰበይቲ እኒሃ፥ ኣብ ዔይንዶር ኣላ” በልዎ። ሳኦል ድማ መልክዑ ለዊጡ፥ ካልእ ክዳን ተኸዲኑ፥ ምስኡ ኽልተ ሰባት ተማሊኡ፥ ብለይቲ ናብታ ሰበይቲ መፀ። “በይዛኺ ምስ መናፍስቲ ተራኺብኪ ነቲ ኣነ ስሙ ዝፅውዐልኪ ሰብ ኣተስእለይ” በላ።
Explore 1ይ ሳሙኤል 28:7-8
Home
Bible
Plans
Videos