1
1ይ ነገስት 22:22
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“እግዚኣብሄር ከዓ ‘ከመይ ጌርካ?’ በሎ። ንሱ ድማ ‘ከይደ ኣብ ኣፍ ኵሎም ነቢያቱ ሓሳዊ መንፈስ ክኸውን እየ’ በለ። እግዚኣብሄር ከዓ፥ ‘ንስኻ ኽተጋግዮ ትኽእል ኢኻ እሞ፥ ኪድ ከምኡ ግበር’ በሎ።
Compare
Explore 1ይ ነገስት 22:22
2
1ይ ነገስት 22:23
“ሕዚ ድማ፥ እንሆ፥ ኣብ ኣፍ እዞም ኵሎም ነቢያትካ እዚኣቶም እግዚኣብሄር ሓሳዊ መንፈስ ኣንቢሩ ኣሎ። ኣብ ልዕሌኻ ኸዓ እግዚኣብሄር ክፉእ ተዛሪቡ ኣሎ” በሎ።
Explore 1ይ ነገስት 22:23
3
1ይ ነገስት 22:21
ሽዑ ሓደ መንፈስ ወፀ፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ደው ኢሉ ድማ ‘ኣነ ኸጋግዮ’ በለ።
Explore 1ይ ነገስት 22:21
4
1ይ ነገስት 22:20
እግዚኣብሄር ድማ ‘ንኣክኣብ ናብ ሬማት ዘገለዓድ ደዪቡ ኽዋጋእ እሞ ኣብኣ ኽወድቕስ መን የጋግዮ?’ በለ። “እቶም ምስኡ ዝነበሩ ድማ ‘ሓደ ኸምዙይ፥ እቲ ሓደ ኸዓ ኸምቱይ’ በሉ።
Explore 1ይ ነገስት 22:20
5
1ይ ነገስት 22:7
ንጉስ ኢዮሳፍጥ ግና “እንጥይቖ ኻልእ ነቢይ እግዚኣብሄርዶ ኣብዙይ የለን እዩ?” ኢሉ ጠየቐ።
Explore 1ይ ነገስት 22:7
Home
Bible
Plans
Videos