1
1ይ ነገስት 16:31
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብሓጢኣት ኢዮርብዓም ወዲ ናባጥ ምኽያድ ንእሽተይ ነገር መሰሎ፤ ንኤልዛቤል ጓል ኤትባዓል ንጉስ ሲዶን፥ ሰበይቱ ኽትከውን ወሰዳ። ከይዱ ድማ ንጣዖት በዓል ኣምለኸ፤ ሰገደሉውን።
Compare
Explore 1ይ ነገስት 16:31
2
1ይ ነገስት 16:30
ኣክኣብ ወዲ ዘንበሪ ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ካብቶም ቅድሚኡ ዝነበሩ ዝኸፍአ ገበረ።
Explore 1ይ ነገስት 16:30
Home
Bible
Plans
Videos