1
1ይ ዜና 16:11
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ንእግዚኣብሄር ድለይዎ ኽትፀንዑውን ኢኹም፤ ኵልሻዕ ገፁ ድለዩ።
Compare
Explore 1ይ ዜና 16:11
2
1ይ ዜና 16:34
እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ፤ ምሕረቱ ኸዓ ንዘለኣለም እዩ እሞ፥ ኣመስግንዎ።
Explore 1ይ ዜና 16:34
3
1ይ ዜና 16:8
ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፥ ስሙውን ፀውዑ፤ ግብርታቱ ኣብ ማእኸል ህዝብታት ንገሩ።
Explore 1ይ ዜና 16:8
4
1ይ ዜና 16:10
ብቅዱስ ስሙ ኽበሩ፤ ልቢ እቶም ንእግዚኣብሄር ዝደልዩ ይተሓጐስ።
Explore 1ይ ዜና 16:10
5
1ይ ዜና 16:12-13
ኣቱም ንእኡ ዝተሓረኹም ዘርኢ እስራኤል ባሮቱ፥ ንእኡ ዝተሓረኹም ደቂ ያእቆብ፥ ነቲ ዝገበሮ ዘደንቕ ስራሑን፥ ተኣምራቱን፥ ዝሃቦ ፍርድታቱን ዘክሩ።
Explore 1ይ ዜና 16:12-13
6
1ይ ዜና 16:9
ተቐነዩሉ፥ ምስጋና ዘምሩሉ፤ ብዛዕባ ዅሉ ተኣምራቱ ንገሩ።
Explore 1ይ ዜና 16:9
7
1ይ ዜና 16:25
እግዚኣብሄር ዓብዪ፥ ምስጋናኡውን ብዙሕ እዩሞ፥ ልዕሊ ዅሎም ኣማልኽቲ ዝፍራሕ እዩ።
Explore 1ይ ዜና 16:25
8
1ይ ዜና 16:29
ንስሙ ዝግባእ ክብሪ ሃብዎ፤ መባእ ሒዝኩም ኣብ ቅድሚኡ እተዉ፤ ንእግዚኣብሄር ኣብ ቅዱስ መቕደሱ ስገዱሉ።
Explore 1ይ ዜና 16:29
9
1ይ ዜና 16:27
ግርማን ክብርን ኣብ ዙርያኡ፥ ስልጣንን ሓጐስን ኣብ መቕደሱ ኣሎ።
Explore 1ይ ዜና 16:27
10
1ይ ዜና 16:23
ህዝቢ ዓለም ኵልኻትኩም ንእግዚኣብሄር ዘምሩ፤ መዓልቲ መዓልቲ ምድሓኑ ኣብስሩ።
Explore 1ይ ዜና 16:23
11
1ይ ዜና 16:24
ንዅለን ሃገራት ክብሩ፥ ኣብ ኵሎም ህዝብታትውን ተኣምራቱ ንገሩ።
Explore 1ይ ዜና 16:24
12
1ይ ዜና 16:22
ንቕቡኣተይ ኣይትንክእዎም፤ ኣብ ነቢያተይ ከዓ ኽፉእ ኣይትግበሩ።
Explore 1ይ ዜና 16:22
13
1ይ ዜና 16:26
ኣህዛብ ዝሰግዱሎም ኵሎም ኣማልኽቲ፥ ጣዖታት እዮም፤ እግዚኣብሄር ግና ንሰማያት ፈጠረ።
Explore 1ይ ዜና 16:26
14
1ይ ዜና 16:15
ኪዳኑውን ንውሉድ ወለዶ እዩ፤ ነቲ ንዘለኣለም ዝኣዘዞ ቓል፥
Explore 1ይ ዜና 16:15
15
1ይ ዜና 16:31
ሰማያት ደስ ይበሎም፤ ምድሪ ኸዓ ትተሓጐስ፤ ኣብ ኣህዛብ ድማ፥ እግዚኣብሄር ነጊሱ ኣሎ ይበሉ።
Explore 1ይ ዜና 16:31
16
1ይ ዜና 16:36
ካብ ዘለኣለም ክሳዕ ዘለኣለም፥ ኣምላኽ እስራኤል እግዚኣብሄር ይባረኽ፤ ኵሎም ህዝቢ “ኣሜን ይበሉ፤ ንእግዚኣብሄርውን የመስግኑ።”
Explore 1ይ ዜና 16:36
17
1ይ ዜና 16:28
ህዝቢ ዓለም ኵልኻትኩም ንእግዚኣብሄር ሃቡ፤ ክብርን ስልጣንንውን ንእግዚኣብሄር ሃብዎ።
Explore 1ይ ዜና 16:28
Home
Bible
Plans
Videos