Logoja YouVersion
Ikona e kërkimit

ዘፍጥረት 21:17-18

ዘፍጥረት 21:17-18 ትመ15

ኣምላኽ ከዓ ድምፂ እቲ ቘልዓ ሰምዐ። መልኣኽ እግዚኣብሄር ድማ ኻብ ሰማይ ወሪዱ ንኣጋር “ኣጋር፥ እንታይ ኴንኪ ኢኺ? እግዚኣብሄር ድምፂ እቲ ቘልዓ ኣብታ ዘለዋ እንተሎ ሰሚዕዎ እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሒ። ተስኢ፤ ነቲ ቘልዓ ኣልዒልኪ ብኢድኪ ደግፍዮ፤ ኣነ ኸዓ ዓብዪ ህዝቢ ኽገብሮ እየ” በላ።