Logoja YouVersion
Ikona e kërkimit

ሕዝቅኤል 43:4-5

ሕዝቅኤል 43:4-5 ትመ15

ክብሪ እግዚኣብሄር ድማ፥ በታ ናብ ምብራቕ እተርኢ ደገ፥ ናብታ ቤት ኣተወ። መንፈስ ሓፍ ኣበለኒ፤ ናብታ ውሽጣዊት ዓፀድ ከዓ ኣእተወኒ፤ እንሆ ድማ ኽብሪ እግዚኣብሄር ነታ ቤት መልኣ።