1
ግብሪ ሃዋርያት 19:6
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ጳውሎስ ኢዱ ምሰ ኣንበረሎም ድማ፥ መንፈስ ቅዱስ ኣብኣቶም ወረደ። ሽዑ ብቛንቋታት ተዛረቡን ተነበዩን።
比較
ግብሪ ሃዋርያት 19:6で検索
2
ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12
እግዚኣብሄር ከዓ ብኢድ ጳውሎስ ብዙሕ ዘደንቕ ተኣምራት ይገብር ነበረ። እንሆ ድማ፥ መንዲል ወይ ክዳን ካብ ሰብነቱ ወሲዶም፥ ኣብቶም ሕሙማት የንብሩ እሞ፥ ሕማሞም ይሓድጎም፤ ርኹሳት መናፍስቲ እውን ካብኣቶም ይወፁ ነበሩ።
ግብሪ ሃዋርያት 19:11-12で検索
3
ግብሪ ሃዋርያት 19:15
እቲ ርኹስ መንፈስ ድማ “ንኢየሱስ እፈልጦ፤ ንጳውሎስውን እፈልጦ እየ፤ ንስኻትኩም ደኣ እንታዎት ኢኹም?” በሎም።
ግብሪ ሃዋርያት 19:15で検索
ホーム
聖書
読書プラン
ビデオ