1
ማርቆስ 7:21-23
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ካብ ውሽጢ ልቢ ሰብ ክፉእ ሓሳብ፥ ምንዝርና፥ ስርቂ፥ ቅትለት፥ ዝሙት፥ ከትሪ፥ ስስዐ፥ ተንኰል፥ ስድነት፥ ቅንኢ፥ ሓሜት፥ ትዕቢት፥ ስንፍና ይወፅእ። እዝ ዅሉ ኽፍኣት ካብ ውሽጢ እዩ ዝወፅእ፤ ንሰብ ከዓ የርክሶ።”
Cymharu
Archwiliwch ማርቆስ 7:21-23
2
ማርቆስ 7:15
ካብ ሰብ ዝወፅእ እዩ ንሰብ ዘርክሶ እምበር፥ ካብ ወፃኢ ናብ ሰብ ዝኣቱስ ከርክሶ ኣይኽእልን እዩ፤
Archwiliwch ማርቆስ 7:15
3
ማርቆስ 7:6-7
ንሱ ኸዓ ኸምዙይ በሎም፦ “ኣቱም ግብዛት! ከምቲ ፅሑፍ፦ ‘እዝ ህዝቢ እዙይ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፤ ልቡ ግና ኻባይ የመና ዝረሓቐ እዩ፤ ትምህርቲ ስርዓት ሰብ እናመሃሩ፥ ብኸንቱ የምልኹኒ’ ኢሉ ኢሳይያስ ብዛዕባኻትኩም ፅቡቕ ተነበየ።
Archwiliwch ማርቆስ 7:6-7
4
5
ማርቆስ 7:8
“ትእዛዝ እግዚኣብሄር ሓዲግኩም፥ ስርዓት ሰብ ትሕልዉ ኣለኹም፤ [ከም ምሕፃብ መሳተያን፥ ካልእ ኣቑሑ ገዛን፥ ካልእ ድማ ነዙይ ዝመስልን ትገብሩ ኣለኹም።]
Archwiliwch ማርቆስ 7:8
Gartref
Beibl
Cynlluniau
Fideos