1
ዘካርያስ 9:9
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ኣቲ ጓል ፅዮን፥ የመና ደስ ይበልኪ፤ ኣቲ ጓል ኢየሩሳሌም፥ ዕልል በሊ፤ እንሆ ንጉስኪ ፃድቕን መድሕንን እዩ፤ ትሑት እዩ፤ ኣብ ኣድጊ፥ ኣብ ገልገል ኣድጊ፥ ኣብ ፃዕቢ ተቐሚጡ ናባኺ ክመፅእ እዩ።
Linganisha
Chunguza ዘካርያስ 9:9
2
ዘካርያስ 9:10
“ንሰረገላታት፥ ካብ ኤፍሬም፥ ነፍራስ ከዓ ኻብ ኢየሩሳሌም ከጥፍእ እየ። ቀስትታት ውግእ ክስበር እዩ፤ ንኣህዛብውን ሰላም ክእውጅ እዩ፤ ግዝኣቱ ኸዓ ኻብ ባሕሪ፥ ክሳዕ ባሕሪ፥ ካብቲ ሩባ ኽሳዕ ወሰን ምድሪ ክኸውን እዩ።”
Chunguza ዘካርያስ 9:10
3
ዘካርያስ 9:16
በታ መዓልቲ እቲኣ እግዚኣብሄር ንህዝቡ፥ ከም መጓሳ ኣባጊዕ ከድሕኖም እዩ፤ ንሳቶም ድማ ኸምቲ ኣብ ዘውዲ ዘሎ ኽቡር ኣዕናቝ ዘንፀባርቕ፥ ከምኡ ኣብ ምድሩ ኸንፀባርቑ እዮም።
Chunguza ዘካርያስ 9:16
Nyumbani
Biblia
Mipango
Video