1
ማቴዎስ 23:11-12
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እቲ ንባዕሉ ዘልዕል፥ ክዋረድ እዩ፤ እቲ ንባዕሉ ዘትሕት ግና፥ ልዕል ክብል እዩ እሞ፥ እቲ ኻባኻትኩም ዝዓበየ፥ ኣገልጋሊኹም ይኹን።”
Linganisha
Chunguza ማቴዎስ 23:11-12
2
3
ማቴዎስ 23:23
“ኣቱም ግብዛት መምህራን ሕግን ፈሪሳውያንን፥ ካብ ጨና ኣዳም፥ ካብ ሽላን፥ ካብ ከሙን ዓስራት እተውፅኡ፤ እቲ ኣብ ሕጊ ዘሎ ኣውራ ነገር፥ ፍትሒ፥ ምሕረት፥ እምነት ግና እትሓድጉ ኢኹም እሞ ወይለኹም! ነዙይ ምግባር፥ ነቱይውን ዘይምሕዳግ ይግባእ።
Chunguza ማቴዎስ 23:23
4
ማቴዎስ 23:25
“ኣቱም ግብዛት መምህራን ሕግን ፈሪሳውያንን፥ ኣብ ውሽጡ ኸትርን ስሰዐን መሊኡ እንተሎ፥ ንፅዋዕን ንፃሕልን ላዕሊ ላዕሉ እትሓፅቡ፥ ወይለኹም!
Chunguza ማቴዎስ 23:25
5
ማቴዎስ 23:37
“ኢየሩሳሌም፥ ኢየሩሳሌም! ኣቲ ንነቢያት እትቐትሊ! ነቶም ናባኺ ዝተልኣኹ ብእምኒ እትቕጥቅጢ! ደርሆ ንጨቓውታ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፋ ኸም እትእክቦም፥ ንደቅኺ ኽእክቦም ክንደይ ዘይደለኹ! ንስኻትኩም ግና ኣበኹም።
Chunguza ማቴዎስ 23:37
6
ማቴዎስ 23:28
ከምኡ ድማ ንስኻትኩም ብላዕሊ ንሰብ ፃድቃን መሲልኩም ትረአዩ፤ ውሽጥኹም ግና ግብዝናን ዓመፅን ዝመልአ እዩ።
Chunguza ማቴዎስ 23:28
Nyumbani
Biblia
Mipango
Video