1
ማቴዎስ 9:37-38
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሽዑ ንደቀ መዛሙርቱ “ኣዝመራኡ ብዙሕ እዩ፤ ሰራሕተኛታት ግና ውሑዳት እዮም። ስለዙይ ነቲ ጐይታ ኣዝመራ፥ ነዝመራኡ ሰራሕተኛታት ክሰድድ ለምንዎ” በሎም።
Харьцуулах
ማቴዎስ 9:37-38 г судлах
2
ማቴዎስ 9:13
‘ምሕረት ደኣ እምበር፥ መስዋእቲ ኣይኮንኩን ዝደሊ’ ዝብል እንታይ ምዃኑ ኺዱ መርሚርኩም ፍለጡ። ኣነ ንሓጥኣን ናብ ንስሃ ኽፅውዕ እምበር፥ ንፃድቃን ክፅውዕ ኣይመፃእኹን” በሎም።
ማቴዎስ 9:13 г судлах
3
ማቴዎስ 9:36
ብዙሕ ህዝቢ ምስ ረአየ፥ ሓላዊ ኸም ዘይብለን ኣባጊዕ፥ ግፉዓትን ዝተበታተኑን ነበሩ እሞ ራህርሀሎም።
ማቴዎስ 9:36 г судлах
4
ማቴዎስ 9:12
ኢየሱስ ነዙይ ሰሚዑ፥ “ንሓኪም ሕሙማት እምበር፥ ጥዑያት ኣይደልይዎን እዮም።
ማቴዎስ 9:12 г судлах
5
ማቴዎስ 9:35
ኢየሱስ ከዓ ኣብ ቤተ ፀሎት ኣይሁድ እናመሃረ፥ ወንጌል መንግስቲ እናሰበኸ፥ ኣብቲ ህዝቢ ንዝነበረ ደዌን ሕማምን እናፈወሰ፥ ኣብ ኵለን ከተማታትን ዓድታትን ይዘዋወር ነበረ።
ማቴዎስ 9:35 г судлах
Нүүр хуудас
Библи
Тѳлѳвлѳгѳѳнүүд
Бичлэгүүд