Лого на YouVersion
Икона за пребарување

ሉቃስት ወንጌል 4:5-8

ሉቃስት ወንጌል 4:5-8 ኽምጣኣኪ

እንዝ ግረ ዳቪለውስ እየሱስት ኽየው ኣበል ፊስ ኣልሚዝ ምጝግስታንድቅ ሊንስ ቓሊስ በር፦ «እንዛይ ምጝግስታኒዙ ስልጣኒዝመ ክቭሪዝቅ ይጭስ ነይሽትኩ፤ ያንም ይበነዊዝቅ ይወር ኣቓንስቅ ክጭስ ነቅጭር። እንዝ ማጥን ይጭስ ሲግድራን እኒንቅ ኩ ኣጡ» ዩ። እየሱስም፦ « ‹ክኣምላክ ኣደረስ ጭቝ ሲግጭ፤ ጝት ጭቝም ኣምልክ› ይሽት ፃፍሽኩ» የው ዊሱ።