1
ማቴዎስ 7:7
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ለምኑ፥ ክወሃበኩም እዩ፤ ድለዩ፥ ክትረኽቡ ኢኹም፤ ማዕፆ ኳሕዅሑ፥ ክኽፈተልኩም እዩ።
比較
ማቴዎስ 7:7で検索
2
ማቴዎስ 7:8
ኵሉ ዝለመነ ይቕበል፤ ዝደለየውን ይረክብ፤ ማዕፆ ንዝዃሕዅሐ ድማ ይኽፈተሉ።
ማቴዎስ 7:8で検索
3
ማቴዎስ 7:24
“ኵሉ ነዝ ቓለይ ሰሚዑ ዝፍፅም፥ ገዛኡ ኣብ ልዕሊ ኰዅሒ ዝሰርሐ፥ ለባም ሰብ ይመስል።
ማቴዎስ 7:24で検索
4
ማቴዎስ 7:12
እምበኣር ሕግን ነቢያትን እዙይ እዩሞ፥ ከምቲ ዅሉ ሰባት ክገብሩልኩም እትደልይዎ፥ ንስኻትኩምውን ከምኡ ግበሩሎም።”
ማቴዎስ 7:12で検索
5
ማቴዎስ 7:14
እታ ናብ ህይወት እትወስድ በሪ ግና ፀባብ እያ፤ መንገዳውን ቀጢን እዩ፤ እቶም ዝረኽብዋ ኸዓ ውሑዳት እዮም።”
ማቴዎስ 7:14で検索
6
ማቴዎስ 7:13
“በታ ፀባብ በሪ እተዉ፤ እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ በሪ ገፋሕ፥ መንገዳውን ሰፊሕ እዩ እሞ፥ እቶም ናብኣ ዝኣትዉ ብዙሓት እዮም።
ማቴዎስ 7:13で検索
7
ማቴዎስ 7:11
እምበኣርከስ ንስኻትኩም እኳ ኽፉኣት እንተለኹም፥ ንደቅኹም ሰናይ ውህብቶ ምሃብ ካብ ፈለጥኩም፥ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦኻትኩም ግዳ፥ ንዝለመንዎ ኽንደይ ኣብዚሑ ሰናይ ነገር ዘይህቦም?
ማቴዎስ 7:11で検索
8
ማቴዎስ 7:1-2-1-2
“ብትፈርድዎ ፍርዲ ኽፍረደኩም፤ ብትሰፍርዎ መስፈሪውን ክስፈረኩም እዩ እሞ፥ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ።
ማቴዎስ 7:1-2-1-2で検索
9
ማቴዎስ 7:26
ዅሉ ነዝ ቓለይ ሰሚዑ ዘይፍፅም ግና፥ ገዛኡ ኣብ ልዕሊ ሑፃ ዝሰርሐ፥ ሰነፍ ሰብ ይመስል።
ማቴዎስ 7:26で検索
10
ማቴዎስ 7:3-4
ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይረአኻስ፥ ንምንታይ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ መንገፍ እትርኢ? ኣብ ዓይንኻ ጕንዲ እንተሎስ፥ ከመይ ጌርካ ንሓውካ ‘ካብ ዓይንኻ መንገፍ ከውፅአልካ’ ትብሎ?
ማቴዎስ 7:3-4で検索
11
ማቴዎስ 7:15-16
“ውሽጣቶም መንጠልቲ ተዃሉ እናሃለዉ፥ ኣባጊዕ መሲሎም ካብ ዝመፁኹም ሓሰውቲ ነቢያት ተጠንቀቑ። ብፍረኦም ክትፈልጥዎም ኢኹም፤ ካብ ኣሜከላ ፍረ ወይኒ፥ ወይ ካብ ዳንዴር በለስዶ ይእረ?
ማቴዎስ 7:15-16で検索
12
ማቴዎስ 7:17
ከምኡ ድማ እቲ ፅቡቕ ኦም፥ ፅቡቕ ፍረ ይፈሪ፤ እቲ ሕማቕ ኦም ከዓ፥ ሕማቕ ፍረ ይፈሪ።
ማቴዎስ 7:17で検索
13
ማቴዎስ 7:18
ፅቡቕ ኦም ሕማቕ ፍረ ኽፈሪ፥ ሕማቕ ኦም ድማ ፅቡቕ ፍረ ኽፈሪ ኣይኽእልን እዩ።
ማቴዎስ 7:18で検索
14
ማቴዎስ 7:19
ዅሉ ፅቡቕ ፍረ ዘይፈሪ ኦም ይቝረፅ፤ ናብ ሓዊ ድማ ይድርበ።
ማቴዎስ 7:19で検索
ホーム
聖書
読書プラン
ビデオ