1
ግብሪ ሃዋርያት 28:31
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እንተይተኸልከለ ኸዓ፥ መንግስቲ እግዚኣብሄር ብብዙሕ ትብዓት ይሰብኽ፥ ብዛዕባ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስውን፥ ይምህር ነበረ።
比較
ግብሪ ሃዋርያት 28:31で検索
2
ግብሪ ሃዋርያት 28:5
ጳውሎስ ግና ነታ ኣፍዑት፥ ናብቲ ሓዊ ነፀጋ፤ ሓደኳ ጕድኣት ኣይረኸቦን።
ግብሪ ሃዋርያት 28:5で検索
3
ግብሪ ሃዋርያት 28:26-27
‘ናብዝ ህዝቢ እዙይ ኺድ እሞ፥ ምስማዕ ክትሰምዑ ኢኹም፤ ግና ኣይተስተውዕሉን፤ ምርኣይ ክትሪኡ ኢኹም፤ ግና ኣይትርድኡን፥ ኢልካ ንገሮም። በእዛኖም ከይሰምዑ ኣእዛኖም ኣፅመሙ፤ በዒንቶም ከይሪኡ ኣዒንቶም ኣዐመቱ፤ ብልቦም ከየስተውዕሉ እሞ ኸይምለሱ፥ ኣነውን ከየሕውዮምስ፥ ልቢ እዝ ህዝቢ እዙይ ድንዙዝ እዩ።’
ግብሪ ሃዋርያት 28:26-27で検索
ホーム
聖書
読書プラン
ビデオ