1
ግብሪ ሃዋርያት 27:25
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሕዚ እውን ኣቱም ሰባት ኣይዞኹም፤ ኣነ ኸዓ ኸምቲ ንሱ ዝነገረኒ ኸም ዝኸውን፥ ንእግዚኣብሄር እኣምኖ እየ።
比較
ግብሪ ሃዋርያት 27:25で検索
2
ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
በዛ ለይቲ እዚኣ፥ እቲ ኣነ ናቱ ዝኾንኩን ዘገልግሎን እግዚኣብሄር፥ ዝለኣኾ መልኣኽ፥ ኣብ ቅድመይ ቆይሙ፥ ‘ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ቄሳር፥ ደው ክትብል ኢኻ፤ እንሆ ነቶም ምሳኻ ዝጐዓዙ ዅላቶምውን፥ እግዚኣብሄር ሂቡካ ኣሎ እሞ፥ ኣይትፍራሕ’ በለኒ።
ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24で検索
3
ግብሪ ሃዋርያት 27:22
ሕዚ ድማ ብዘይ እታ መርከብ፥ ካባና ሓደኳ ኣይጕዳእን እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሑ እብለኩም ኣለኹ።
ግብሪ ሃዋርያት 27:22で検索
ホーム
聖書
読書プラン
ビデオ