1
ዘፍጥረት 25:23
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እግዚኣብሄር ድማ፥ “ኣብ ማህፀንኪ ኽልተ ወገን ኣለዉ፤ ካብ ከርስኺውን ክልተ ህዝቢ ክኽፈሉ እዮም፤ እቲ ሓደ ህዝቢ ኻብቲ ሓደ ህዝቢ ኽብርትዕ እዩ፤ እቲ ዓብዪ ነቲ ንእሽተይ ክግዛእ እዩ” በላ።
Ṣe Àfiwé
Ṣàwárí ዘፍጥረት 25:23
2
ዘፍጥረት 25:30
ኤሳው ንያእቆብ “ደኺመ ኣለኹሞ በይዛኻንዶ ኻብዝ ቐይሕ ፀብሒ ኣብልዐኒ?” በሎ። ስለዙይ ስሙ ኤዶም ተብሃለ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 25:30
3
ዘፍጥረት 25:21
ይስሓቅ ድማ፥ ሰበይቱ ርብቃ መኻን ስለ ዝነበረት፥ ምእንታኣ ንእግዚኣብሄር ለመነ። እግዚኣብሄር ከዓ ልመናኡ ሰምዖ፤ ሰበይቱ ርብቃ ድማ ጠነሰት።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 25:21
4
ዘፍጥረት 25:32-33
ኤሳው ድማ፥ “እንሆ ኽመውት ኢለ ኣለኹ፤ እዛ ብዅርና እዚኣ እንታይዶ ኽትዓብሰለይ እያ?” በሎ። ያእቆብ ከዓ “ቅድም መሓለለይ” በሎ እሞ መሓለሉ። ብዅርናኡውን ንያእቆብ ሸጠሉ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 25:32-33
5
ዘፍጥረት 25:26
ድሕሪዙይ ድማ ሓዉ ተወለደ። ኢዱ ኸዓ ሸዀና ኤሳው ሒዛ ነበረት። ስለዙይ ስሙ ያእቆብ ተብሃለ። ንሳ ኽትወልዶም እንተላ ኸዓ፥ ይስሓቅ ወዲ ስሳ ዓመት ነበረ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 25:26
6
ዘፍጥረት 25:28
ኤሳው እናሃደነ ነቦኡ ይስሓቅ ስጋ የብልዖ ስለ ዝነበረ፥ ንኤሳው ይፈቱ ነበረ። ርብቃ ግና ንያእቆብ ትፈቱ ነበረት።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 25:28
Ilé
Bíbélì
Àwon ètò
Àwon Fídíò