1
ዘፍጥረት 26:3
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እዘን ኵለን ምድርታት ንኣኻን ንዘርእኻን ክህበካ እየ እሞ፥ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ተቐመጥ። ኣነ ኸዓ ምሳኻ ክኸውንን ክባርኸካን እየ። እቲ ነቦኻ ኣብርሃም ዝመሓልኩሉ ማሕላ ድማ ኸፅንዖ እየ።
Ṣe Àfiwé
Ṣàwárí ዘፍጥረት 26:3
2
ዘፍጥረት 26:4-5-4-5
“ኣብርሃም ንቓለይ ስለ ዝተኣዘዘ፥ ነቲ ሓልዎ ኢለ ዝኣዘዝክዎ ትእዛዛተይን ስርዓታተይን ሕግጋተይን ድማ ስለ ዝሓለወ፥ ንዘርእኻ ኸም ከዋኽብቲ ሰማይ ከብዝሖ እየ፤ እዘን ኵለን ሃገራትውን ንዘርእኻ ኽህበን እየ፤ ኣህዛብ ኵላ ምድሪ ድማ ብዘርእኻ ኽባረኹ እዮም” በሎ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 26:4-5-4-5
3
ዘፍጥረት 26:22
ካብኡ ድማ ገዓዘ፤ ካልእ ዒላውን ኰዓተ፤ ብዛዕባኡ ግና ኣይተበኣሱን፤ “ሕዝስ እግዚኣብሄር ኣስፊሑና እዩ እሞ ኣብዝ ምድሪዙይውን ክንስስን ኢና” በለ። ነቲ ዒላ ድማ “ርሖቦት” ኢሉ ሰመዮ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 26:22
4
ዘፍጥረት 26:2
እግዚኣብሄር ንይስሓቅ ተገልፀሉ እሞ፦ “ኣብታ ኣነ ዝብለካ ምድሪ ደኣ ተቐመጥ እምበር፥ ናብ ግብፂ ኣይትውረድ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 26:2
5
ዘፍጥረት 26:25
ይስሓቅ ከዓ ኣብኡ መሰውኢ ሰሪሑ ስም እግዚኣብሄር ፀውዐ። ድንኳኑውን ተኸለ፤ ኣገልገልቱ ድማ ዒላ ዀዓቱ።
Ṣàwárí ዘፍጥረት 26:25
Ilé
Bíbélì
Àwon ètò
Àwon Fídíò