1
ግብሪ ሃዋርያት 12:5
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ጴጥሮስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበረ፤ እታ ቤተ ክርስቲያን ግና፥ ምእንታኡ ተጊሃ፥ ናብ እግዚኣብሄር ትፅሊ ነበረት።
Thelekisa
Phonononga ግብሪ ሃዋርያት 12:5
2
ግብሪ ሃዋርያት 12:7
እንሆ ኸዓ መልኣኽ እግዚኣብሄር ናብኡ ወሪዱ ተርኣየ፤ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ ድማ፥ ብርሃን በርሀ፤ እቲ መልኣኽ ንጴጥሮስ ጐኑ ነኺኡ “ቐልጢፍካ ተስእ!” በሎ፤ እተን መዋቕሕ ድማ፥ ካብ ኣእዳዉ ወደቓ።
Phonononga ግብሪ ሃዋርያት 12:7
Ekuqaleni
IBhayibhile
Izicwangciso
Iividiyo