1
ዘፍጥረት 13:15
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እዛ ንስኻ እትሪኣ ዘለኻ ዅላ ምድሪ ንኣኻን ንዘርእኻን ንዘለኣለም ክህበካ እየ።
Palyginti
Naršyti ዘፍጥረት 13:15
2
ዘፍጥረት 13:14
ሎጥ ካብኡ ምስ ተፈልየ ድማ እግዚኣብሄር ንኣብራም “ዓይንኻ ቘላሕ ኣብል እሞ፥ ካብዛ ዘለኻያ ቦታ ንሰሜንን ንደቡብን ንምብራቕን ንምዕራብን ኣቢልካ ጠምት።
Naršyti ዘፍጥረት 13:14
3
ዘፍጥረት 13:16
ንዘርእኻ ድማ ኸም ሑፃ ምድሪ ኸብዝሖ እየ። ሑፃ ምድሪ ኽቘፅር ዝኽእል ሰብ እንተልዩ፥ ዘርእኻውን ክቝፀር እዩ።
Naršyti ዘፍጥረት 13:16
4
ዘፍጥረት 13:8
ኣብራም ከዓ ንሎጥ “ንሕና ኣሕዋት ኢና እሞ፥ በይዛኻ፥ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን፥ ኣብ መንጎ ጓሶተይን ጓሶትካን ባእሲ ኣይኹን።
Naršyti ዘፍጥረት 13:8
5
ዘፍጥረት 13:18
ኣብራም ድማ ድንኳኑ ኣልዒሉ፥ ናብቲ ኣብ ኬብሮን ዘሎ ዓበይቲ ኣእዋም መምሬ መፂኡ ተቐመጠ፤ ኣብኡ ድማ ንእግዚኣብሄር መሰውኢ ሰርሐ።
Naršyti ዘፍጥረት 13:18
6
ዘፍጥረት 13:10
ሎጥ ከዓ ናብ ዙርያኡ ቘላሕ እንተበለ፥ ኵሉ እቲ ናብ ዞዓር ዝወስድ ጐልጐል ዮርዳኖስ ከም ገነት እግዚኣብሄርን፥ ከም ምድሪ ግብፅን፥ ማይ መሊእዎ ኸም ዘሎ ረአየ። (እዙይ እግዚኣብሄር ንሰዶምን ገሞራን ከየጥፍአን እንተሎ እዩ።)
Naršyti ዘፍጥረት 13:10
Pradžia
Biblija
Planai
Vaizdo įrašai