1
ግብሪ ሃዋርያት 27:25
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሕዚ እውን ኣቱም ሰባት ኣይዞኹም፤ ኣነ ኸዓ ኸምቲ ንሱ ዝነገረኒ ኸም ዝኸውን፥ ንእግዚኣብሄር እኣምኖ እየ።
Palyginti
Naršyti ግብሪ ሃዋርያት 27:25
2
ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
በዛ ለይቲ እዚኣ፥ እቲ ኣነ ናቱ ዝኾንኩን ዘገልግሎን እግዚኣብሄር፥ ዝለኣኾ መልኣኽ፥ ኣብ ቅድመይ ቆይሙ፥ ‘ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ ቄሳር፥ ደው ክትብል ኢኻ፤ እንሆ ነቶም ምሳኻ ዝጐዓዙ ዅላቶምውን፥ እግዚኣብሄር ሂቡካ ኣሎ እሞ፥ ኣይትፍራሕ’ በለኒ።
Naršyti ግብሪ ሃዋርያት 27:23-24
3
ግብሪ ሃዋርያት 27:22
ሕዚ ድማ ብዘይ እታ መርከብ፥ ካባና ሓደኳ ኣይጕዳእን እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሑ እብለኩም ኣለኹ።
Naršyti ግብሪ ሃዋርያት 27:22
Pradžia
Biblija
Planai
Vaizdo įrašai