1
ዘፀኣት 18:20-21
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስርዓታትን ሕግጋትን መሃሮም፤ ከመይ ኢሎም ከም ዝነብሩን እንታይ ክገብሩ ኸም ዝግብኦምንውን ንገሮም። ካብ ኵሉ ህዝቢ ንእግዚኣብሄር ዝፈርሑ፥ እሙናት፥ ረብሓ ዓመፃ ዝፀልኡ፥ ክኢላታት ሰባት ምረፅ። ንኣኣቶም ከዓ ኣሕሉቕ ሽሕን፥ ኣሕሉቕ ሚእትን፥ ኣሕሉቕ ሓምሳን፥ ኣሕሉቕ ዓሰርተን ጌርካ ኣብ ልዕሊኣቶም ሹመሎም።
比較
ዘፀኣት 18:20-21で検索
2
ዘፀኣት 18:19
ሕዚ ኸዓ፥ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን፤ ክመኽረካ ቓለይ ስማዕ፦ ንስኻ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ተወካሊ ህዝቢ ኹን፤ ነቲ ነገሮም ድማ ንስኻ ናብ እግዚኣብሄር ኣብፅሐሎም።
ዘፀኣት 18:19で検索
ホーム
聖書
読書プラン
ビデオ