1
ግብሪ ሃዋርያት 4:12
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብእኡ ኽንድሕን ዝግባእ ካልእ ስም፥ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንደቂ ሰብ ኣይተውሃበን እዩሞ፥ ድሕነት ብኻልእ ከቶ የለን።”
比較
ግብሪ ሃዋርያት 4:12で検索
2
ግብሪ ሃዋርያት 4:31
እናፀለዩ እንተለዉ፥ እቲ ተኣኪቦሙሉ ዝነበሩ ስፍራ ተናወፀ፤ ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ፤ ቃል እግዚኣብሄርውን ብትብዓት ተዛረቡ።
ግብሪ ሃዋርያት 4:31で検索
3
ግብሪ ሃዋርያት 4:29
ሕዚ ድማ፥ ኦ ጐይታ! ምፍርራሖም ረአ፤ ንኣገልገልትኻ ኸዓ፥ ቃልካ ብምሉእ ትብዓት ክናገሩ ኣኽእሎም።
ግብሪ ሃዋርያት 4:29で検索
4
ግብሪ ሃዋርያት 4:11
ንሱ እቲ ንስኻትኩም ነደቕቲ ዝነዓቕኩምዎ፥ ግና ርእሲ መኣዝን ዝኾነ እምኒ እዩ።
ግብሪ ሃዋርያት 4:11で検索
5
ግብሪ ሃዋርያት 4:13
ትብዓት ጴጥሮስን ዮሃንስን ምስ ረአዩ፥ ዘይተምሃሩን ተራ ሰባት ምዃኖምውን ምስ ፈለጡ ተገረሙ፤ ምስ ኢየሱስ ከም ዝነበሩ ድማ ኣለለይዎም።
ግብሪ ሃዋርያት 4:13で検索
6
ግብሪ ሃዋርያት 4:32
እቶም ዝኣመኑ ዅላቶም ሓደ ልብን ሓደ ሓሳብን ነበሩ፤ ንብረቶም ብምሉኡ ናይ ሓባር ደኣ ነበረ እምበር፥ ካብኣቶም ሓደኳ እዙይ ናተይ እዩ ዝብል ኣይነበሮምን።
ግብሪ ሃዋርያት 4:32で検索
ホーム
聖書
読書プラン
ビデオ