1
2ይ ቆሮንቶስ 11:14-15
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ሰይጣን እኳ ንባዕሉ፥ ናይ ብርሃን መልኣኽ የምስል እዩ እሞ፥ እዙይ ኣየገርምን እዩ። ስለዙይ ከዓ፥ እቶም ኣገልገልቲ ሰይጣን፥ ንርእሶም ኣገልገልቲ ፅድቂ እንተ ኣምሰሉ፥ ዘገርም ነገር ኣይኮነን፤ መወዳእታኦም ድማ፥ ከም ግብሮም ክኸውን እዩ።
比較
2ይ ቆሮንቶስ 11:14-15で検索
2
2ይ ቆሮንቶስ 11:3
ግና ኸምቲ ተመን ብጕርሑ ንሔዋን ዘስሓታ፥ ከምኡ ንስኻትኩምውን ብሓሳብኩም ተታሊልኩም፥ ካብቲ ንክርስቶስ ዘለኩም፥ ቅኑዕን ንፁህን ፍቕሪ፥ ከይትርሕቑ እፈርሕ ኣለኹ።
2ይ ቆሮንቶስ 11:3で検索
3
2ይ ቆሮንቶስ 11:30
ምምካሕ ዝግባእ እንተ ኾይኑስ፥ ኣነውን ብድኻመይ ክምካሕ እየ።
2ይ ቆሮንቶስ 11:30で検索
ホーム
聖書
読書プラン
ビデオ