1
ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ኣቱም ኣሕዋትና፥ ነዝ ጉዳይ እዙይ ክንሸሞም፥ ካባኻትኩም ብፅቡቕ ዝተመስከረሎም፥ መንፈስ ቕዱስን ጥበብን ዝመልኦም፥ ሸውዓተ ሰባት ሕረዩ፤ ንሕና ግና ኣብ ፀሎትን፥ ኣብ ምምሃር ቃሉን፥ ክንተግህ ኢና” በልዎም።
Bandingkan
Telusuri ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4
2
ግብሪ ሃዋርያት 6:7
ቃል እግዚኣብሄር ድማ እናሰፍሐን እናተባፅሐን ከደ፤ ቍፅሪ እቶም ደቀ መዛሙርትውን፥ ኣብ ኢየሩሳሌም የመና እናበዝሐ ኸደ፤ ካብ ካህናትውን ብዙሓት ኣመኑ።
Telusuri ግብሪ ሃዋርያት 6:7
Beranda
Alkitab
Rencana
Video