1
ግብሪ ሃዋርያት 12:5
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ስለዙይ ጴጥሮስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሕሎ ነበረ፤ እታ ቤተ ክርስቲያን ግና፥ ምእንታኡ ተጊሃ፥ ናብ እግዚኣብሄር ትፅሊ ነበረት።
Bandingkan
Telusuri ግብሪ ሃዋርያት 12:5
2
ግብሪ ሃዋርያት 12:7
እንሆ ኸዓ መልኣኽ እግዚኣብሄር ናብኡ ወሪዱ ተርኣየ፤ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ ድማ፥ ብርሃን በርሀ፤ እቲ መልኣኽ ንጴጥሮስ ጐኑ ነኺኡ “ቐልጢፍካ ተስእ!” በሎ፤ እተን መዋቕሕ ድማ፥ ካብ ኣእዳዉ ወደቓ።
Telusuri ግብሪ ሃዋርያት 12:7
Beranda
Alkitab
Rencana
Video