1
ዳንኤል 11:31-32
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እቶም ሰራዊት ምስኡ ኽቖሙ እዮም፤ መቕደስን ቅፅሩን ድማ ኸርክሱ እዮም፤ ነቲ ናይ ኵሉ መዓልቲ መስዋእቲ እውን ከውግዱ እዮም፤ ነቲ ጥፍኣት ዘምፅእ፥ ናይ ጥፍኣት ርኽሰት ከቑሙ እዮም። እቶም ነታ ኺዳን ዝጠለሙ፥ እናታለለ ኸስሕቶም እዩ፤ እቶም ንኣምላኾም ዝፈልጡ ህዝቢ ግና፥ ክብርትዑን ከስልጡን እዮም።
Comparer
Explorer ዳንኤል 11:31-32
Accueil
Bible
Plans
Vidéos