1
ዘፀኣት 22:22-23
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
“ንመበለታት ኮነ ንደኽታማት ኣይትግፍዕዎም። እንተ ገፋዕኹምዎም፥ ንሳቶም ከዓ ናባይ እንተእወዩ፥ ኣነ ንኣውያቶም ብርግፅ ክሰምዖ እየ።
對照
ዘፀኣት 22:22-23 探索
2
ዘፀኣት 22:21
“ንስኻትኩም ከዓ ኣብ ምድሪ ግብፂ ስደተኛታት ኔርኩም ኢኹም እሞ፥ ንስደተኛ ኣይትዓምፅዎ ወይ ኣይትግፍዕዎ።
ዘፀኣት 22:21 探索
3
ዘፀኣት 22:18
“ንጠንቋሊት ብህይወት ክትነብር ኣይትሕደጋ።
ዘፀኣት 22:18 探索
4
ዘፀኣት 22:25
“ካብቶም ምሳኻ ዝነብሩ ህዝበይ፥ ንሓደ ድኻ ገንዘብ እንተ ኣለቃሕኻዮ፥ ከም በዓል ሃረፃ ኣይትኹኖ፤ ሃረፃውን ኣይትፅዓኖ።
ዘፀኣት 22:25 探索
主頁
聖經
計劃
影片