1
ዘፀኣት 21:23-25
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ነታ ጥንስቲ ኸቢድ ጕድኣት እንተ በፅሓ ግና ነፍሲ፥ ክንዲ ነፍሲ፥ ዓይኒ፥ ክንዲ ዓይኒ፥ ስኒ፥ ክንዲ ስኒ፥ ኢድ፥ ክንዲ ኢድ፥ እግሪ፥ ክንዲ እግሪ፥ ምንዳድ፥ ክንዲ ምንዳድ፥ ቍስሊ፥ ክንዲ ቝስሊ፥ ሕበጥ፥ ክንዲ ሕበጥ ይከፈል።
对照
探索 ዘፀኣት 21:23-25
主页
圣经
计划
视频